• ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (25 ለካቲት 2026)
    Feb 25 2026
    ** ሕብረት ኣውሮጳ ኣብ ልዕሊ ሩሲያ ሓድሽ እገዳ ብምግባር ንዩክሬን ዝገብሮ ደገፍ ከምዝቕጽሎ ኣፍሊጡ... ** ድሕሪ ስግ ኣት መጥቃዕቲ ቦምባ ቀዳማይ ሚኒስተር ናብ መንበሪኡ ተመሊሱ... *** በዓል መዚ ሚድያ ኢትዮጵያ፡ “ስነ-ምግባር ሚድያ፣ ሕግታት ኢትዮጵያን ሃገራዊ ረብሓ ሃገርን ህዝብን ኣብ ሓደጋ ዘእቱ ጸብጻባት ክዝርግሕ ጸኒሑ” ብዝብል ካብ 24 ለካቲት 2026 ዓ.ም ጀሚሩ፡ ናይ ስራሕ ፍቓድ ማዕኸን ዜና ‘ኣዲስ ስታንዳርድ’ ከምዝሰረዘ ኣፍሊጡ።
    Mehr anzeigen Weniger anzeigen
    6 Min.
  • ኣብ ግብጺ: ተታሒዞም ዝለዉ 3,000 ኤርትራውያን ስደተኛታት ብግፍዒ ይሳቐዩ...... ሓጸርቲ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (24 ለካቲት 2026)
    Feb 24 2026
    ** ፈደራል መንግስቲ ነቲ ኣብ ኣውስትራልያ ናይ መጀመርታ ልዑል ፍጥነት ዘለዎ መስመር ባቡር ንምህናኣጽ ፕሮጀክት ይሳለጥ ምህላዉ ኣፍሊጡ... ** ኣብ ግብጺ: ተታሒዞም ዝለዉ 3,000 ኤርትራውያን ስደተኛታት ይግፍዑ ምህላዎም ዘይመንግስታዊ ተጣባቒ መሰላት ኤርትራውያን ገሊጹ። ... ** ቤት ምኽሪ ፌደሬሽን ኢትዮጵያ፡ ሓሙሽተ ከባቢታት ፡ ካብ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ወጺኡ፡ ንባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ብቐጥታ ክመርጻ ንዝወሰኖ ዉሳነ ብ ጌታቸው ረዳ ዝምራሕ ሰልፊ ስምረት ተቓዊምዎ።
    Mehr anzeigen Weniger anzeigen
    7 Min.
  • More than style: How First Nations fashion is growing in Australia - ክንዮ ቅዲ: ዕብይት ፋሽን ናይ ቀዳሞት ህዝብታት ኣብ ኣውስትራሊያ (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ)
    Feb 24 2026
    If you’ve spent any time in Australia, you’ve probably noticed how relaxed the style is. You might notice activewear, surf brands and casual clothes everywhere. But there’s another side to Australian fashion. Aboriginal and Torres Strait Islander designers have been creating clothes and accessories for thousands of years — and that work is very much alive today. You’ll see it on runways, in global fashion campaigns and in everyday clothing. Find out what makes First Nations fashion different, how it connects to the environment and what you should be aware of if you want to wear it. - ኣብ ኣውስትራሊያ ዝኾነ ግዜ እንተ ኣሕሊፍኩም ፣ እቲ ቅዲ ኣነባብራ ክሳብ ክንደይ ዝተዛነየ ምዃኑ ኣስተብሂልኩ ትኾኑ ኢኹም ። ኣብ ኩሉ ቦታታት ናይ ንጥፈት ኣከዳድና ፣ ክዳን መሕንበስን ናይ ዉድራት ብራንድ ከምኡ "ውን ተራ ክዳውንቲ ኸተስተብህል ትኽእል ። እንተኾነ ካልእ ወገን ናይ ኣውስትራሊያ ፋሽን ኣሎ ። ነደፍቲ ዲ ስቦርጂናውያንን ቶረስ ስትረይት ኣይላንደራትን ፡ ንኣሽሓት ዓመታት ክዳውንትን ናይ ኣገልግሎት ነገራትን ክፈጥሩ ጸኒሖም እዮም ፣ ሎሚ እውን እቲ ዕዮ ኣዝዩ ህያው እዩ ። ኣብ መጕየዪ ቦታታት ፡ ኣብ ዓለምለኻዊ ወፈራታት ፋሽንን ኣብ መዓልታዊ ኽዳውንትን ክትርእዮ ዝከኣል እዩ ። ኣብ ቀሞት ህዝብታት ዘሎ ፋሽን እተፈልየ ዝገብሮ እንታይ ምዃኑ ፡ ምስ ኣከባቢ ብኸመይ ከም ዘራኽብ ፡ ክትክደኖ እንተ ደሊኻ ድማ እንታይ ከተስተብህል ከም ዘሎካ ንምፍላጥ ዝተዳለወ ትሕዝቶ ኣብዚ ቀሪቡ ኣሎ ።
    Mehr anzeigen Weniger anzeigen
    9 Min.
  • ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (23 ለካቲት 2026)
    Feb 23 2026
    ን ሎሚ ሰኑይ 23 ለካቲት 2026 ዘዳለናዮ ትሕዝቶ ቀሪብና ኣለና፡ ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ከፋልጠኩም። ቅዱስ ወርሒ ረመዳን ኣትዩ ኣመንቲ ምስልምና መላእ ዓለም ገለ መዓልታት ጾምን ስዕረትን ኣጠናቒቖም ኣለዉ። ኣብ ኣውስትራልያ፣ ኣዳራሻት ቤት ንግድታት ነቲ እናዓበየ ዝኸይድ ቁጽሪ ጸወምቲ ንምእንጋድ መዓጹአን ነዊሕ ሰዓታት ክሳብ ድሕሪ ዕራርቦ ጸሓይን ሰዓታት ወጋሕታን ይኸፍታ’ለዋ። ነዚ ዝምልከት ሓደ ትሕዝቶ ኣለና። ክሳብ ኣብ 2024 ዘሎ ግዜ፡ 683,000 ኤርትራውያን ዑቕባ ዝሓቱ ስደተኛታት ኣብ ላዕለዋይ ኮሚሽነር ስደተኛታት ዉ.ሕ.ሃ ከም ዝተመዝገቡ ጸብጻብ ናይ’ቲ ዉድብ ይገልጽ። ኣብ ዝሓለፉ ኣስታት 20 ዓመታት ካብታ ሃገር ዝወጸ ህዝቢ ዝበዝሑ ካብኦም መንእሰያት ምዃኖም ይፍለጥ። ካብታ ዉሑድ ህዝቢ ዘለዋ ሃገር ናብ ወጻኢ ክስደድ ዝገበረ ኩነታት ኣብታ ሃገር ንመጻኢ ዝህልዎ ጽልዋ፡ መጻኢ ኩነታት ናይቲ ተሰዲዱ ዘሎን ዝወልዶም ዉሉዳትን፡ እቲ ዝተሰደ ናብታ ሃገር ናይ ምምላስ ዕድልን ናብ ሃገራት ኣፍሪቃ ከይዱ ክምለስ ናይ ዝደሊ ዘሎ ኤርትራዊ ስደተኛን ምስ’ዚ ዝተሓሓዙን ሕቶታት ኣቶ ፊልሞን ሓጎስ መሊሱልና ኣሎ። ዝሓለፈ ሓሙስ ዝጀመርናዮ ዕላል ሎሚ ክንቅጽሎ ኢና። ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ፡ ባንኪ ልምዓት ኣፍሪቃ ኣብ ኤርትራ ቀረብ ኤለክትሪክ ንምምሕያሽ ባጀት ሰሊዑ። ማዕከን ዜና ፈረንሳ (AFP) ኢትዮጵያዊ ወኪሉ ንጸብጻብ ናብ ትግራይ ከይገይሽ ከምዝተኸልከለ ኣቃሊዑ። ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ፡ ሰራዊት ኢትዮጵያ ናብ ትግራይ ክኣቱ ከም ዘይተስማመዐ ገሊጹ። ሕብረት ኣውሮፓ ኢትዮጵያ ኣውሮጳ ዘጽንሕ ሕጋዊ ሰነድ ዘይብሎም ዜጋታታ ምቕባላ ንኢዱ። ፡ ኢትዮጵያ ካብ ሶማልያ ክሳብ ምጽዋዕ ግብረ ሽበራ ዝከላኸል ‘ፍሉይ ሓይሊ’ ሃኒጻ ክብል ቀዳማይ ሚንስተር ናይታ ሃገር ተዛሪቡ። ንኹሉ መደባትና ንምክትታል ምሳና ሃቢርኩም ክትጸንሑ ዝዕድመኩም ኣዳላውን ኣቕራብን በየነ ሰመረ፡ ሕጂ ናብ ዜና ከሕልፈኩም። ኣርእስታት ዜና፥ ሰልፊ ተቓውሚ ኣውስትራሊያ ናይቶም ምስ ናይ ቀደም ኣባላት ኣይ ኤስ ርክብ ዝነበሮም ኣውስትራሊያውያን ኣንስትን ህጻናትን ፓስፖርት ክንጸግ ጻውዒት ኣቕሪቡ ። ኢትዮጵያ 'ሓድሽ መጠነ ሰፊሕ ግጭት' ንምጅማር ኣብ ቀረባ ከምትርከብ ጉጅለታት መሰላት ብምጥንቃቕ ህጹጽ ኣህጉራዊ ስጉምቲ ክውሰድ ጸዊዖም። ኖርወጃዊ ዮሃንስ የርፍሎት ክላውቦ ኣብ ሓደ ናይ ዊንተር ኦሎምፒክ ሽዱሽተ መዳልያታት ወርቂ ዝረኸበ ናይ መጀመርታ ተቐዳዳማይ ኰይኑ ኣሎ ።
    Mehr anzeigen Weniger anzeigen
    50 Min.
  • ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (23 ለካቲት 2026)
    Feb 23 2026
    ኣርእስታት ዜና፥ ሰልፊ ተቓውሚ ኣውስትራሊያ ናይቶም ምስ ናይ ቀደም ኣባላት ኣይ ኤስ ርክብ ዝነበሮም ኣውስትራሊያውያን ኣንስትን ህጻናትን ፓስፖርት ክንጸግ ጻውዒት ኣቕሪቡ ። ኢትዮጵያ 'ሓድሽ መጠነ ሰፊሕ ግጭት' ንምጅማር ኣብ ቀረባ ከምትርከብ ጉጅለታት መሰላት ብምጥንቃቕ ህጹጽ ኣህጉራዊ ስጉምቲ ክውሰድ ጸዊዖም። ኖርወጃዊ ዮሃንስ የርፍሎት ክላውቦ ኣብ ሓደ ናይ ዊንተር ኦሎምፒክ ሽዱሽተ መዳልያታት ወርቂ ዝረኸበ ናይ መጀመርታ ተቐዳዳማይ ኰይኑ ኣሎ ።
    Mehr anzeigen Weniger anzeigen
    11 Min.
  • "ኢትዮጵያ ካብ ሶማልያ ክሳብ ምጽዋዕ ግብረ ሽበራ ዝከላኸል ‘ፍሉይ ሓይሊ’ ሃኒጻ።"ቀዳማይ ሚንስተር ኣብይ (ጸብጻብ)
    Feb 23 2026
    ባንኪ ልምዓት ኣፍሪቃ ኣብ ኤርትራ ቀረብ ኤለክትሪክ ንምምሕያሽ ባጀት ሰሊዑ። ማዕከን ዜና ፈረንሳ (AFP) ኢትዮጵያዊ ወኪሉ ንጸብጻብ ናብ ትግራይ ከይገይሽ ከምዝተኸልከለ ኣቃሊዑ። ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ፡ ሰራዊት ኢትዮጵያ ናብ ትግራይ ክኣቱ ከም ዘይተስማመዐ ገሊጹ። ሕብረት ኣውሮፓ ኢትዮጵያ ኣውሮጳ ዘጽንሕ ሕጋዊ ሰነድ ዘይብሎም ዜጋታታ ምቕባላ ንኢዱ። ፡ ኢትዮጵያ ካብ ሶማልያ ክሳብ ምጽዋዕ ግብረ ሽበራ ዝከላኸል ‘ፍሉይ ሓይሊ’ ሃኒጻ ክብል ቀዳማይ ሚንስተር ናይታ ሃገር ተዛሪቡ።
    Mehr anzeigen Weniger anzeigen
    8 Min.
  • Muslim faithful mark the start of Ramadan in Australia and around the world - ኣብ ኣውስትራልያ፣ ቓዛን መላእ ዓለምን ዝርከቡ ኣመንቲ ምስልምና ጾመ ረመዳን የኽብሩ
    Feb 22 2026
    The holy month of Ramadan is underway, with Muslims around the world marking Iftar - the first day of the fasting period. In Australia, venues are catering to the growing number of observers, opening their doors until long after sunset and into the early hours of the morning. - ቅዱስ ወርሒ ረመዳን ኣትዩ ኣመንቲ ምስልምና መላእ ዓለም ገለ መዓልታት ጾምን ስዕረትን ኣጠናቒቖም ኣለዉ። ኣብ ኣውስትራልያ፣ ኣዳራሻት ቤት ንግድታት ነቲ እናዓበየ ዝኸይድ ቁጽሪ ጸወምቲ ንምእንጋድ መዓጹአን ነዊሕ ሰዓታት ክሳብ ድሕሪ ዕራርቦ ጸሓይን ሰዓታት ወጋሕታን ይኸፍታ’ለዋ።
    Mehr anzeigen Weniger anzeigen
    7 Min.
  • #104 Talking about school exams | NAPLAN - #104 ዝርርብ ብዛዕባ መርመራ ናይ ቤት ትምህርቲ| NAPLAN (ትምህርቲ ቋንቋ እንግሊዝ ምስ ኤስ ቢ ኤስ)
    Feb 22 2026
    Learn useful English for talking about school tests, studying, exam pressure, and when you do really well. - ብዛዕባ ናይ ትምህርቲ ፈተና፡ መጽናዕቲ፡ ኣብ እዋን ፈተና ዘሎ ጸቕጢን ዝ ኣመሰሉ ኣድላዪ ዝርርብ ብቛንቋ እንግሊዝኛ ተመሃሩ። Learn useful English for talking about school tests, studying, exam pressure, and when you do really well.
    Mehr anzeigen Weniger anzeigen
    10 Min.