SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ Titelbild

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

Von: SBS
Jetzt kostenlos hören, ohne Abo

Über diesen Titel

Independent news and stories from SBS Audio, connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians. - ነጻ ዜናን ሓበሬታትን እናቕረበ ምስ ህይወት ኣብ ኣውስትራሊያን ምስ ትግርኛ ዝዛረቡ ኣውስትራሊያዊያን ዘራኽበኩም።Copyright 2025, Special Broadcasting Services Politik & Regierungen Sozialwissenschaften
  • ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (25 ለካቲት 2026)
    Feb 25 2026
    ** ሕብረት ኣውሮጳ ኣብ ልዕሊ ሩሲያ ሓድሽ እገዳ ብምግባር ንዩክሬን ዝገብሮ ደገፍ ከምዝቕጽሎ ኣፍሊጡ... ** ድሕሪ ስግ ኣት መጥቃዕቲ ቦምባ ቀዳማይ ሚኒስተር ናብ መንበሪኡ ተመሊሱ... *** በዓል መዚ ሚድያ ኢትዮጵያ፡ “ስነ-ምግባር ሚድያ፣ ሕግታት ኢትዮጵያን ሃገራዊ ረብሓ ሃገርን ህዝብን ኣብ ሓደጋ ዘእቱ ጸብጻባት ክዝርግሕ ጸኒሑ” ብዝብል ካብ 24 ለካቲት 2026 ዓ.ም ጀሚሩ፡ ናይ ስራሕ ፍቓድ ማዕኸን ዜና ‘ኣዲስ ስታንዳርድ’ ከምዝሰረዘ ኣፍሊጡ።
    Mehr anzeigen Weniger anzeigen
    6 Min.
  • ኣብ ግብጺ: ተታሒዞም ዝለዉ 3,000 ኤርትራውያን ስደተኛታት ብግፍዒ ይሳቐዩ...... ሓጸርቲ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (24 ለካቲት 2026)
    Feb 24 2026
    ** ፈደራል መንግስቲ ነቲ ኣብ ኣውስትራልያ ናይ መጀመርታ ልዑል ፍጥነት ዘለዎ መስመር ባቡር ንምህናኣጽ ፕሮጀክት ይሳለጥ ምህላዉ ኣፍሊጡ... ** ኣብ ግብጺ: ተታሒዞም ዝለዉ 3,000 ኤርትራውያን ስደተኛታት ይግፍዑ ምህላዎም ዘይመንግስታዊ ተጣባቒ መሰላት ኤርትራውያን ገሊጹ። ... ** ቤት ምኽሪ ፌደሬሽን ኢትዮጵያ፡ ሓሙሽተ ከባቢታት ፡ ካብ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ወጺኡ፡ ንባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ብቐጥታ ክመርጻ ንዝወሰኖ ዉሳነ ብ ጌታቸው ረዳ ዝምራሕ ሰልፊ ስምረት ተቓዊምዎ።
    Mehr anzeigen Weniger anzeigen
    7 Min.
  • More than style: How First Nations fashion is growing in Australia - ክንዮ ቅዲ: ዕብይት ፋሽን ናይ ቀዳሞት ህዝብታት ኣብ ኣውስትራሊያ (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ)
    Feb 24 2026
    If you’ve spent any time in Australia, you’ve probably noticed how relaxed the style is. You might notice activewear, surf brands and casual clothes everywhere. But there’s another side to Australian fashion. Aboriginal and Torres Strait Islander designers have been creating clothes and accessories for thousands of years — and that work is very much alive today. You’ll see it on runways, in global fashion campaigns and in everyday clothing. Find out what makes First Nations fashion different, how it connects to the environment and what you should be aware of if you want to wear it. - ኣብ ኣውስትራሊያ ዝኾነ ግዜ እንተ ኣሕሊፍኩም ፣ እቲ ቅዲ ኣነባብራ ክሳብ ክንደይ ዝተዛነየ ምዃኑ ኣስተብሂልኩ ትኾኑ ኢኹም ። ኣብ ኩሉ ቦታታት ናይ ንጥፈት ኣከዳድና ፣ ክዳን መሕንበስን ናይ ዉድራት ብራንድ ከምኡ "ውን ተራ ክዳውንቲ ኸተስተብህል ትኽእል ። እንተኾነ ካልእ ወገን ናይ ኣውስትራሊያ ፋሽን ኣሎ ። ነደፍቲ ዲ ስቦርጂናውያንን ቶረስ ስትረይት ኣይላንደራትን ፡ ንኣሽሓት ዓመታት ክዳውንትን ናይ ኣገልግሎት ነገራትን ክፈጥሩ ጸኒሖም እዮም ፣ ሎሚ እውን እቲ ዕዮ ኣዝዩ ህያው እዩ ። ኣብ መጕየዪ ቦታታት ፡ ኣብ ዓለምለኻዊ ወፈራታት ፋሽንን ኣብ መዓልታዊ ኽዳውንትን ክትርእዮ ዝከኣል እዩ ። ኣብ ቀሞት ህዝብታት ዘሎ ፋሽን እተፈልየ ዝገብሮ እንታይ ምዃኑ ፡ ምስ ኣከባቢ ብኸመይ ከም ዘራኽብ ፡ ክትክደኖ እንተ ደሊኻ ድማ እንታይ ከተስተብህል ከም ዘሎካ ንምፍላጥ ዝተዳለወ ትሕዝቶ ኣብዚ ቀሪቡ ኣሎ ።
    Mehr anzeigen Weniger anzeigen
    9 Min.
Noch keine Rezensionen vorhanden