"ኢትዮጵያ ካብ ሶማልያ ክሳብ ምጽዋዕ ግብረ ሽበራ ዝከላኸል ‘ፍሉይ ሓይሊ’ ሃኒጻ።"ቀዳማይ ሚንስተር ኣብይ (ጸብጻብ) Titelbild

"ኢትዮጵያ ካብ ሶማልያ ክሳብ ምጽዋዕ ግብረ ሽበራ ዝከላኸል ‘ፍሉይ ሓይሊ’ ሃኒጻ።"ቀዳማይ ሚንስተር ኣብይ (ጸብጻብ)

"ኢትዮጵያ ካብ ሶማልያ ክሳብ ምጽዋዕ ግብረ ሽበራ ዝከላኸል ‘ፍሉይ ሓይሊ’ ሃኒጻ።"ቀዳማይ ሚንስተር ኣብይ (ጸብጻብ)

Jetzt kostenlos hören, ohne Abo

Details anzeigen

Über diesen Titel

ባንኪ ልምዓት ኣፍሪቃ ኣብ ኤርትራ ቀረብ ኤለክትሪክ ንምምሕያሽ ባጀት ሰሊዑ። ማዕከን ዜና ፈረንሳ (AFP) ኢትዮጵያዊ ወኪሉ ንጸብጻብ ናብ ትግራይ ከይገይሽ ከምዝተኸልከለ ኣቃሊዑ። ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ፡ ሰራዊት ኢትዮጵያ ናብ ትግራይ ክኣቱ ከም ዘይተስማመዐ ገሊጹ። ሕብረት ኣውሮፓ ኢትዮጵያ ኣውሮጳ ዘጽንሕ ሕጋዊ ሰነድ ዘይብሎም ዜጋታታ ምቕባላ ንኢዱ። ፡ ኢትዮጵያ ካብ ሶማልያ ክሳብ ምጽዋዕ ግብረ ሽበራ ዝከላኸል ‘ፍሉይ ሓይሊ’ ሃኒጻ ክብል ቀዳማይ ሚንስተር ናይታ ሃገር ተዛሪቡ።
Noch keine Rezensionen vorhanden